ብዛዕባ ብርሃን መጻሕፍቲ 

ብርሃን መጻሕፍቲ ብ ጸጋብርሃን ጎይትኦም ኣብ ሃገረ ስዊደን ዝተመስረተት ዘመናዊት ናይ ኦንላይን መሸጣ መደበር መጻሕፍቲ እያ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ብርሃን መጻሕፍቲ ኣብ ኤውሮጳ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ንዝቅመጡ ተገልገልቲን ኣፍቀርቲ መጽሓፍን ስሉጥ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ትርከብ። ኣብ ቀረባ መጻኢ ኣብ ማሕደራ ተወሰኽቲ መጻሕፍቲ ብምጽንባር ዝርጋሕኣ ናብ ካልኦት ክፍላት ዓለም ክተብጽሕ ኣብ መደብ ሂዛቶ ትርከብ። 

ብ መንገዲ ኢ-ሜል ኣድራሻኹም ተመዝገቡ

ሓደስቲ መጻሕፍቲ ከምኡ’ውን ምጉዳል ዋጋታት ኣብ ንገብረሉ ቅልጡፍ ሓበሬታ ክበጽሓኩም ብኢሜል ተመዝገቡ